Hello ,
ጽቡቕ ክትህልዊ ተስፋ እገብር።
ኣቐዲምና ሓቢርናዮ ከም ዝነበርና፣ ምሕረት’ና ናይ 6 ሰሙን ናይ ጥዕና ትምህርቲ፣ ኣብ ወርሒ ጥቕምትን/ሕዳርን ክካየድ መደብ ወጽዩ ነይሩ። አንተኾነ ግና፣ ብዘይተጸበናዮ ቴክኒካዊ ምኽንያት፡ አቲ ኮርስ ናብ ዝድሓረ ማዓልቲ ከም ዘሰጋገርናዮ ምስ ይቕሬትኡ ክንሕብር ንፈቱ።
እዚ ከስዕቦ ዝኽእል ዘይምቹእነት ይርደኣና እዩ፣ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ጉዳያት ብቕልጡፍ ንምፍታሕ ድማ ብትግሃት ንሰርሕ ከምዘለና ከንሕብረኪ ንደሊ።
ሓድሽ ዕለት ኮርስ ዝጅምረሉ ምስ ተረጋገጸ ድማ ኢመይል ክንልእኽ ምዃንና ክንሕብር ንፈቱ።
ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዘዘለናዮ
ምሕረት’ና
0 comments